ኣብ ኢንተርነት ግላዊነትን ድሕንነትን
ኢንተርነት ወይ ማሕበራዊ መራኸቢታት ክትጥቀም ከለኻ ንገዛእ ርእስኻ ኻብ ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት ብኸመይ ከም እትከላኸለላ ተምሃር።
ናይ ሓሶት ሓበሬታ ምብታን (Disinformation)
ናይ ሓሶት ሓበሬታ ምብታን (Disinformation) እንታይ ምዃኑን ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ምርጫታትን ማሕበረሰብን መዓልታዊ ናብራን ብኸመይ ክጸልዎ ከም ዝኽእል ፍለጥ።
ናብ መበቈል ሃገርካ ንምምላስ ዝግበር ጸቕጢ
ናብ ወጻኢ ሃገር ንኽትምለስ ጸቕጢ እንተ ተገይሩልካ ወይ ክሲ እንተ ኣጋጢሙካ ካብ ፖለቲካዊ ጕድኣት ንምዕቋብ ክንምርምሮ ኢና።
ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝግበር ጕዕዞ
ኣብ ወጻኢ ሃገር ብኸመይ ድሕንነት ከም እትሕዝን ኣብ ጕዕዞ ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት እንተ ኣጋጢሙካ እንታይ ክትገብር ከም ዘሎካን ተምሃር።
ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ኣውስትራልያ ዘሎ ሓደጋታት
ንተመሃሮን ሰራሕተኛታትን ብዛዕባ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ኣውስትራልያ ብዛዕባ ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት ሓደጋታትን ብኸመይ ከም ዜተሓሳስቦም ዚገልጽ ምኽሪ።
ዲፕሎማስያዊ ንጥፈታት
ኣብ ኣውስትራልያ ዘለዉ ወጻእተኛታት ዲፕሎማት ኣንጻር ሃገራዊ ረብሓታትና ይዓዩ ኣለዉ ኢልካ ትሓስብ እንተ ዄንካ እንታይ ክትገብር ከም ዘሎካ ፍለጥ።
ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት ኣብ ማሕበረሰብ ኣውስትራልያ
ነዘን ሕቶታት እዚኣተን ንርእስኻ ሕተታ።