ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት ምጽራር

እዚ ወብ ሳይት/መርበብ ሓበሬታ እዚ ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት እንታይ ምዃኑ፣ ንዓኻ ወይ ንማሕበረሰብካ ብኸመይ ክጸልወካ ከም ዝኽእል፣ ከምኡ’ውን ሓበሬታ ክትረክብን ውሑስ ንኽትከውንን ክትወስዶም እትኽእል ቀለልቲ ስጉምትታት ንምርዳእ ይሕግዘካ።

እዚ ወብ ሳይት/መርበብ ሓበሬታ እዚ ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት እንታይ ምዃኑ፣ ንዓኻ ወይ ንማሕበረሰብካ ብኸመይ ክጸልወካ ከም ዝኽእል፣ ከምኡ’ውን ሓበሬታ ክትረክብን ውሑስ ንኽትከውንን ክትወስዶም እትኽእል ቀለልቲ ስጉምትታት ንምርዳእ ይሕግዘካ።

ናይ ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት ዝፍጠር መንግስታት ካልኦት ሃገራት ንረብሓታቶም ንምስጓም ንኣውስትራልያ ክጎድኡ ምስ ዝፍትኑ እዩ። እዚ ኸኣ ኣብቲ ኣውስትራልያ ኣብ እትገብሮ ውሳነታት ብሕቡእ ጣልቃ ምእታው ወይ ኣብ ኣውስትራልያ ንዝርከቡ ሰባት ምፍርራሕ ዘጠቓልል ኢዩ።

ኣብ ኣውስትራልያ ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት ይፍጸም ኣሎ እዚ ኸኣ ንዅላትና ኽጸልወና ይኽእል እዩ።

ናይ ወጻኢ መንግስታት ንሰባትን ማሕበረሰባዊ ጉጅለታትን ንምድኻም፣ ንምክትታልን ንምፍርራሕን ክፍትኑ ይኽእሉ እዮም።

እዚ ግቡእ ኣይኰነን ። ኣብ ኣውስትራልያ ዘሎ ዅሉ ሰብ ድሕንነት ክስምዖ መሰል ኣለዎ ።

መንግስቲ ኣውስትራልያ ኽድግፍካ እዩ።

እዚ መርበብ ሓበሬታ እዚ ንውልቀሰባትን ኣባላት ማሕበረሰብን ብዛዕባ ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት ንዝግደሱ፣ ንዝረኣዩ ወይ ዘጋጠሞም እዩ።

ንኢንዱስትሪ፣ መንግስቲ፣ ላዕለዋይ ትምህርትን ምርምርን ሚድያን ዝኸውን ናይ ሓበሬታ ጽሑፋትኣብ ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት ምጽራር(Opens in a new tab/window)ድለ

ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት እንታይ እዩ?

ናይ ወጻኢ መንግስትታት ኣብ ኣውስትራልያ ንሰባት ወይ ውድባት ብኸመይ ከም ዘፈራርህዎምን ከም ዘሸግሩን ወይ ስቕ ከብልዎም ኸም ዝፍትኑ ተምሃር።

ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት ብኸመይ ከም እተፍልጥ

ብሓገዝ ኣስተርጓሚ ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት ብቛንቋኻ ጸብጻብ ክትህብ ትኽእል ኢኻ።

ከመይ ጌርካ ካብ ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት ንነብስኻ ትከላኸል

ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት ብኸመይ ከም እትፈልጦን ነቲ ሓደጋ ንምቕናስ እንታይ ክትገብር ከም እትኽእልን ፍለጥ።

ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት ግቡእ ዘይኮነ ስለምንታይ እዩ

ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት ንማሕበረሰብ ኣውስትራልያ ብኸመይ ከም ዝጸልዎ ፍለጥ።

ተወሳኺ ደገፍ

ናይ ወጻኢ ጣልቃ ኣታዊነት ንጥዕናኻን ድሕንነትካን ይጸልዎ እንተ ዀይኑ ሓገዝ ርኸብ።

መበገሲ

Sign up

Sign up for news and updates from our agency.